| ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሲቪል መሃንዲስ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 |
| ቦታ | ኣግበ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖስርትን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲረሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ብስነ-ምህንድስና ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲን ንደቂ ኣንስትዮ 2.4 ንላእሊ ንደቂ ተባዕትዮ3.2 ነጥቢ ዘለዎ (ዝረኽበ/ት)
|
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ
ቢሮ ኮንስትርክሽን መንግድን ትርንስፖርትን |