ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ

መብርሂ

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ አብ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዳሩ ሰረሕተኛተታት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

  • ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ብላይብረርያን ሳይንስ ወይ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ዝተመረቐ

 

 

ልምዲ ስራሕ

ድሕሪ ምምራቅ  ዲፕሎማ 4 ዓመትን ልዕሊኡን

ቤተ መዛግብትን ተሞክሮ ዘለዎ/ዋ

መረጋገፂ COC ከቅርብ ዝክእል

መተሓሳሰቢ

  • መረዳእታ ትምህርትን ልምዲ ስራሕን ምሰ ዋንኡ ዝተገናዘበ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 11/2/2008 ዓ/ም ክሳብ 20/2/08 ዓ/ም /ቐዳም ፍረቂ መዓልቲ ምዝገባ አሎ/
  • ፈተና ዝወሃበሉ እዋን ንቅድሚት ዝግለፅ ኮይኑ ፈተና 100 % ይታሓዝ
  • ፈተና ትሕቲ 50 % ዘምፅእ ተወዳዳሪ አይሓልፍን
  • ንዝምልከቶ ብቅዓት መረጋገፂ ሰትፊኬት ምቅራብ ናይ ግድን ይኸዉን
  • አዉንታዊ መብርታትዒ ብመምርሒ ሲቪል ሰርቪስ ይፍፀም
  • ስራሕ ቦታ ንኹሎም ስራሕ መደባት መቐለ ሓወልቲ ሰማእታት
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ ቑ 0342400062 ይደዉሉ