| ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | በዓል ሞያ ኣብያተ መፅሓፍቲ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥቅምቲ 20, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ አብ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዳሩ ሰረሕተኛተታት ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ |
|
| ተደላይይ ክእለት | ብላይብረርያን ሳይንስ ወይ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ዝተመረቐ
|
| ልምዲ ስራሕ | ድሕሪ ምምራቅ ዲፕሎማ 4 ዓመትን ልዕሊኡን ቤተ መዛግብትን ተሞክሮ ዘለዎ/ዋ መረጋገፂ COC ከቅርብ ዝክእል |
| መተሓሳሰቢ |
|