ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ

መብርሂ

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ አብ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዳሩ ሰረሕተኛተታት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

  • ካልአይ ወይ ቐዳማይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ብማርኬቲንግ ማናጅመንት

ቱሪዝም ማናጅመንት ወይ ቢዝነአስ ኣድሚኒስትሬሽን ጋዜጣኝነትን ኮሚኒኬሽን

ርክብ ህዝቢ :ኢኮኖሚክስ :አካዉንቲንግ ዝተመረቐ/ት

ፖሊስን ስትራተጂ መንግስቲ ዝርዳእ

ንኹሎም ሰነ ምግባራት ተገዛኢ ዝኾነ /ዝኾነት

ብጉጅለ ስራሕ ዝአምን/ምን

ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ/ዘለዋ

 

ልምዲ ስራሕ

ድሕሪ ምረቃ ቀደማይ ድግሪ እንተነአሰ በቲ ሞያ 6 ዓመትን ልዕሊኡን ንካልኣይ ድግሪ ድማ 4 ዓመት ልዕሊኡን ብማርኬቲንግ :ብጋዜጠኛታት :ብፕሮሞሸን ርክብ ህዝቢን አብ ምትእኽከብ እቶትን ተመሳሳሊ ናይ ምትሕብባር ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኮይኑ

መተሓሳሰቢ

  • መረዳእታ ትምህርትን ልምዲ ስራሕን ምሰ ዋንኡ ዝተገናዘበ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 11/2/2008 ዓ/ም ክሳብ 20/2/08 ዓ/ም /ቐዳም ፍረቂ መዓልቲ ምዝገባ አሎ/
  • ፈተና ዝወሃበሉ እዋን ንቅድሚት ዝግለፅ ኮይኑ ፈተና 100 % ይታሓዝ
  • ፈተና ትሕቲ 50 % ዘምፅእ ተወዳዳሪ አይሓልፍን
  • ንዝምልከቶ ብቅዓት መረጋገፂ ሰትፊኬት ምቅራብ ናይ ግድን ይኸዉን
  • አዉንታዊ መብርታትዒ ብመምርሒ ሲቪል ሰርቪስ ይፍፀም
  • ስራሕ ቦታ ንኹሎም ስራሕ መደባት መቐለ ሓወልቲ ሰማእታት
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ ቑ 0342400062 ይደዉሉ