| ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | መተሓባባሪ ድጋፍ ከይዲ ስራሕ ምምላይን ሐበሬታን ኪኢላ ማርኬቲንግ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥቅምቲ 20, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ አብ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዳሩ ሰረሕተኛተታት ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ |
|
| ተደላይይ ክእለት | ብማርኬቲንግ ማናጅመንት ቱሪዝም ማናጅመንት ወይ ቢዝነአስ ኣድሚኒስትሬሽን ጋዜጣኝነትን ኮሚኒኬሽን ርክብ ህዝቢ :ኢኮኖሚክስ :አካዉንቲንግ ዝተመረቐ/ት ፖሊስን ስትራተጂ መንግስቲ ዝርዳእ ንኹሎም ሰነ ምግባራት ተገዛኢ ዝኾነ /ዝኾነት ብጉጅለ ስራሕ ዝአምን/ምን ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ/ዘለዋ
|
| ልምዲ ስራሕ | ድሕሪ ምረቃ ቀደማይ ድግሪ እንተነአሰ በቲ ሞያ 6 ዓመትን ልዕሊኡን ንካልኣይ ድግሪ ድማ 4 ዓመት ልዕሊኡን ብማርኬቲንግ :ብጋዜጠኛታት :ብፕሮሞሸን ርክብ ህዝቢን አብ ምትእኽከብ እቶትን ተመሳሳሊ ናይ ምትሕብባር ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኮይኑ |
| መተሓሳሰቢ |
|