ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

መብርሂ

ኤጀንሲ መራከብቲ ሓፋሽ ትግራይ  ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ  ነቲ ረቋሒ  ዘማልኡ  ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳደሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን  ብኣካዉንቲን  ፣ባንክን ኢንሹራንስን  ፣ ኮኦፕሬቲቭ ኣካዉንቲንግ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

1ይ ዲግሪ  6 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ /ዋ

2ይ ዲግሪ 4 ዓምት ቀጥታ ስራሕ  ልምዲ ዘለዎ /ዋ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ 3ይ ደብሪ  ደ ከ ስ ኣ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 307

ኣድለይቲ ዝባሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ  ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ይግባእ

COC  /ብቅዓት መረጋገፂ/   ዝሓለፈ / ት

ምዝገባ  ዝጅመረሉ 10 /02 /2008  ክሳብ 16 /02 /2008 ኣብ ስራሕ መዓልቲ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 19 /02 /2008 ዓ ም ቅድሚ ሰዓት 4 ፡00