| ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኣካዉንታት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጥቅምቲ 16, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 26-10-4 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኤጀንሲ መራከብቲ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሒ ዘማልኡ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳደሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኣካዉንቲን ፣ባንክን ኢንሹራንስን ፣ ኮኦፕሬቲቭ ኣካዉንቲንግ |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | 1ይ ዲግሪ 6 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ /ዋ 2ይ ዲግሪ 4 ዓምት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ /ዋ |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ 3ይ ደብሪ ደ ከ ስ ኣ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 307 ኣድለይቲ ዝባሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ይግባእ COC /ብቅዓት መረጋገፂ/ ዝሓለፈ / ት ምዝገባ ዝጅመረሉ 10 /02 /2008 ክሳብ 16 /02 /2008 ኣብ ስራሕ መዓልቲ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 19 /02 /2008 ዓ ም ቅድሚ ሰዓት 4 ፡00 |