| ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኤሌክትርሻን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጉንበት 22, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 4, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ በኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ |
| ተደላይይ ክእለት | ዲግሪ በኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ |
| ልምዲ ስራሕ | ብቀጥታ 4ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ |
| መተሓሳሰቢ | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 21/09/2011ዓ/ም ክሳብ 04/10/2011ዓ/ም 2 ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምሓዝ የድሊ፤ 3 መመዘገቢ ቦታ ኣብ ፈሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 40 ምምዝጋብ ይከኣል፤ 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምዝገባ ነፍልጥ፤ 5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599831 ምሕታት ይከኣል፡፡ |