| ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሽፌርን ተለኣኣክን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር ደቂ ኣንስትዪ ትግራይ ዞባ መቐለ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲራ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ/ኣ ዝተረከበ ክትቆፅር ትደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብናይ ቀደም 12ተ ክፍሊ ወይ ብናይ ሎሚ 10ይ ክፍሊ ዘጠናቀቀ |
| ተደላይይ ክእለት | 3ይ ፍቃድ መዘወሪን 3ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ 4ይ ፍቃድ መዘወሪን 2ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| ልምዲ ስራሕ | ኣይገልፅን |
| መተሓሳሰቢ | ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ዞባ መቐለ ካብ ዕለት 21/08/2011ዓ/ም ክሳብ 25/08/2011 ዓ/ም ተደላይ ዶክመንት መረዳእታ ብርኪ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ናይ ፈተና እዋን ንቅድሚት ብስልኪ ወይ ብምልክታ ዝሕበር ይከውን፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408966 |