| ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፋይናንስን ምምሕዳርን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሕዳር 10, 2007 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ትካልና ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሃ /ዝተ /ዉል /ማሕበር ብዝለዎ ናይ ክፍቲ ስራሕ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዘድሊ : ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ ቦታ : ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ሐ/c ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 218 ካልኣይ ደብሪ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ንኽትምዝገቡ ነተሐሳስብ::
|