ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ

መብርሂ

ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2007 በጀት ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኪኢላ ረጅስትራር ብናይ ደገ ዝዉዉር ወይ ብቁፃሪ ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ይደሊ::

ዝትመረቀሉ ሞያ ዲግሬ ወይ ዲፕሎማ (103) ዝተመረቀ/ት

ተደላይ ክእለት 1 ዲግሪ

- ብኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት

- መደብ ስረሕ ብዝሓቶ መስመር 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

ዲፕሎማ

- ካብ ቤት ትቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 103 ብኢንፎርሜሽን ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀት

ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ 4 ዓመት ልዕሊኡን ዘለዋ/ዎ

  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዋ/ዎ

  • ኣብ ፖሊስን ስትራቴጅን ቢሮ ቴ.ሙ.ት.ስ ፍልጠት ዘለዋ/ዎ

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

1 መመዝገቢ ቦታ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብ 24/11/2006 - 30/11/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 19 HRM ይከዉን::

2 ኣመልካቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ይቕረቡ::

3 cocብመምርሒ መሰረት::

4 ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት 02/12/2006 ዓ /ም ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይኽዉን

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-430125