መግለጫ
ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2007 በጀት ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኪኢላ ረጅስትራር ብናይ ደገ ዝዉዉር ወይ ብቁፃሪ ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ይደሊ::
ዝትመረቀሉ ሞያ ዲግሬ ወይ ዲፕሎማ (10ተ3) ዝተመረቀ/ት
ተደላይ ክእለት 1ይ ዲግሪ
- ብኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት
- መደብ ስረሕ ብዝሓቶ መስመር 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ዲፕሎማ
- ካብ ቤት ትቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ብኢንፎርሜሽን ወይ ማናጅመንት ዝተመረቀት
ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ 4 ዓመት ልዕሊኡን ዘለዋ/ዎ
-
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዋ/ዎ
-
ኣብ ፖሊስን ስትራቴጅን ቢሮ ቴ.ሙ.ት.ስ ፍልጠት ዘለዋ/ዎ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
1 መመዝገቢ ቦታ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብ 24/11/2006 - 30/11/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 19 HRM ይከዉን::
2 ኣመልካቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ይቕረቡ::
3 cocብመምርሒ መሰረት::
4 ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት 02/12/2006 ዓ /ም ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይኽዉን
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-430125