መብርሂ
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።
ብርኪ ትምህርቲ
ንቴክኒክን ሞያን 10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት
ንዝኮነ ይኩን ማሕበራዊ ሳይንስ ዝተመረቐት ብፍላይ ንቋንቋን ስነ-“ሑፍን ብጋዜጣኝነት ማስ ኮሙኒኬሽን ዝተመረቐ/ት ቀዳማይነት ይወሃቦ
-
ፅቡቕ ክእልት ምፅሓፍ ዘለዎ/ዋ
-
ኩሉ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝብን ዘለዋ
-
ኣብ ፖሊሲን ስትርተጂን መንግስቲ ንፁር ግንዛበ ዘዘለዎ/ ብጉፍለኣዊ ስርሕን ውፅኢትን ዝኣምን/ን
-
12+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
-
ካብ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ኣት
-
ኩሉ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝብን ዘለዋ
-
ኣብ ፖሊሲን ስትርተጂን መንግስቲ ንፁር ግንዛበ ዘዘለዎ/ ብጉፍለኣዊ ስርሕን ውፅኢትን ዝኣምን/ን
-
10+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ
ተወዳደርቲ ዘለክን/ኩም መረዳእታ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኦርጂናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክትሕዙ/ዛ ኣለኩም/ክን
ምዝገባ ቦታ ኣበ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ኣብ ደ/ከ/ስ/ኣመ/ ሓይሊ ሰብ
ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 20/10/2006-24/10/2006 ዓ/ም 5 ተከታተሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ንገልፅ ምኳና ነፍልጥ።
ኣድራሻና ስልኪ ቁጽሪ 0344-40 4157
ፋክስ 0344-408406