የትግራይ ኮሙኒኬሽን ጉዳዮች ቢሮ

መግለጫ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።

ብርኪ ትምህርቲ

ንቴክኒክን ሞያን 10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት

ንዝኮነ ይኩን ማሕበራዊ ሳይንስ ዝተመረቐት ብፍላይ ንቋንቋን ስነ-“ሑፍን ብጋዜጣኝነት ማስ ኮሙኒኬሽን ዝተመረቐ/ት ቀዳማይነት ይወሃቦ

  • ፅቡቕ ክእልት ምፅሓፍ ዘለዎ/ዋ

  • ኩሉ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝብን ዘለዋ

  • ኣብ ፖሊሲን ስትርተጂን መንግስቲ ንፁር ግንዛበ ዘዘለዎ/ ብጉፍለኣዊ ስርሕን ውፅኢትን ዝኣምን/ን

  • 12+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

  • ካብ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ኣት

  • ኩሉ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝብን ዘለዋ

  • ኣብ ፖሊሲን ስትርተጂን መንግስቲ ንፁር ግንዛበ ዘዘለዎ/ ብጉፍለኣዊ ስርሕን ውፅኢትን ዝኣምን/ን

  • 10+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

የትምህርት ደረጃ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

How to apply

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ዘለክን/ኩም መረዳእታ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኦርጂናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክትሕዙ/ዛ ኣለኩም/ክን

ምዝገባ ቦታ ኣበ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ኣብ ደ/ከ/ስ/ኣመ/ ሓይሊ ሰብ

ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 20/10/2006-24/10/2006 ዓ/ም 5 ተከታተሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ንገልፅ ምኳና ነፍልጥ።

ኣድራሻና ስልኪ ቁጽሪ 0344-40 4157

ፋክስ 0344-408406