ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ

መብርሂ

ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን

ዞባ ደቡብ/ ማይጨው

 

ተደላይ ኽእልት

ብኣይ.ሲ.ቲ ዝተመረቐ/ት

ን ቴ/ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብ3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 12 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘሎወ/ዋ ኾይኑ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት 10+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ ኾይኑ/ና

ብሞያ ሴክሬታሪያል ወይ ብብርኪ 4 ተመዚኑ ብቁፅ ዝኮነ/ት


 

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ምቑፃር ድሌት ዘለኩም ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ክልል ትግራይ ኦርጅናል መረዳእታኹም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ክሳብ 11/10/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ

መመዘገቢ ቦታ

ብዞባ ሰ/ም ብ/ሽረ መመዝገቢ ቦታ ሽረ SDC ንዞባ ማእኸላይ /ኣክሱም ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ

ወይ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 10 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕቲ ኣይሊሰብ

ፈተና ጊዜ ብምልክታ ክግለፅ ምካኑ ንሕብር