ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ምድላው ሰርቲፊኬት መረዳእታን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሰነ 4, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሰነ 12, 2006 |
ቦታ | ማይጨው |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 36-3-1-14 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ደቡብ/ ማይጨው
ተደላይ ኽእልት ብኣይ.ሲ.ቲ ዝተመረቐ/ት ን ቴ/ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብ3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 12 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘሎወ/ዋ ኾይኑ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት 10+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ ኾይኑ/ና ብሞያ ሴክሬታሪያል ወይ ብብርኪ 4 ተመዚኑ ብቁፅ ዝኮነ/ት
|
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ምቑፃር ድሌት ዘለኩም ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ክልል ትግራይ ኦርጅናል መረዳእታኹም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ክሳብ 11/10/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ መመዘገቢ ቦታ ብዞባ ሰ/ም ብ/ሽረ መመዝገቢ ቦታ ሽረ SDC ንዞባ ማእኸላይ /ኣክሱም ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ ወይ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 10 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕቲ ኣይሊሰብ ፈተና ጊዜ ብምልክታ ክግለፅ ምካኑ ንሕብር |