ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

መብርሂ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓም አብ ዘለዎ ክፍቲ መደባተ ንክትወዳደሩ ምልክታ ይዕድም

ተደላይ ክእለት
ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን 10 +3 ወይ ለቨል III ወይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ ወይ
ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን ላዕለዋይ /ኣድቫንስ / ዲፕሎማ ወይ ለቨል IV ዝተመረቀ/ ት ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሳቢbr /> መመዝገቢ ዕለት - ካብ 26092006 ዓምbr /> መመዝገቢ ቦታ - ቢሮ ቑፅሪ 01br /> መመልከትቲ - ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልክቻ ናይ ስርሕ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምላእ ሒዝኩም ክትቀርቡbr /> ፈተና ዝዋሃበሉ - ዕለት 04102006 ዓም ሰዓት 900br /> ንተወሳኪ ሓበሬታ - ቁፅሪ ስልኪ 034-440- 10 -63 ቁፅሪ ስልኪ 034-441-96-37br />