| ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ድራፍትሰ ማን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጉንበት 30, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓም አብ ዘለዎ ክፍቲ መደባተ ንክትወዳደሩ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን 10 +3 ወይ ለቨል III ወይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ ወይ ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን ላዕለዋይ /ኣድቫንስ / ዲፕሎማ ወይ ለቨል IV ዝተመረቀ/ ት ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሳቢbr /> መመዝገቢ ዕለት - ካብ 26092006 ዓምbr /> መመዝገቢ ቦታ - ቢሮ ቑፅሪ 01br /> መመልከትቲ - ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልክቻ ናይ ስርሕ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምላእ ሒዝኩም ክትቀርቡbr /> ፈተና ዝዋሃበሉ - ዕለት 04102006 ዓም ሰዓት 900br /> ንተወሳኪ ሓበሬታ - ቁፅሪ ስልኪ 034-440- 10 -63 ቁፅሪ ስልኪ 034-441-96-37br /> |