መብርሂ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ቐፂሉ ዘሎ ክፍቲ መደባት ስራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ትምህርቲ ደረጃ
ዲፕሎማ ወይ 10 + 3
ተደላይይ ክእለት
ሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት /SSOM/
ልምዲ ስራሕ
2 ዓመት
መተሓሳሰቢ
- COC ካብ ኤጀንሲ መረጋገፂ ብቅዓት ዝተዉሃበኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ
- ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ አብ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ኦፕን ኮሌጅ ፊት ንፊት ዝርከብ ኣብርሃም ህንፃ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 11 ቀደማይ ደብሪ ስልኪ ቁፅሪ 0342407674