https://milkta.com/ti/jobs/display/1876
ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ሰክርታሪ
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 19, 2010
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ መስከረም 23, 2010
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ቐፂሉ ዘሎ ክፍቲ መደባት ስራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ ወይ 10 + 3

ተደላይይ ክእለት

ሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት /SSOM/

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት

መተሓሳሰቢ
  • COC ካብ ኤጀንሲ መረጋገፂ ብቅዓት ዝተዉሃበኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ
  • ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ አብ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ኦፕን ኮሌጅ ፊት ንፊት ዝርከብ ኣብርሃም ህንፃ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 11 ቀደማይ ደብሪ ስልኪ ቁፅሪ 0342407674
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle