ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

መብርሂ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ቐፂሉ ዘሎ ክፍቲ መደባት ስራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ ወይ 10 + 3

ተደላይይ ክእለት

ሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት /SSOM/

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት

መተሓሳሰቢ

  • COC ካብ ኤጀንሲ መረጋገፂ ብቅዓት ዝተዉሃበኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ
  • ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ አብ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ኦፕን ኮሌጅ ፊት ንፊት ዝርከብ ኣብርሃም ህንፃ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 11 ቀደማይ ደብሪ ስልኪ ቁፅሪ 0342407674