መብርሂ
ኤጀንሲ ምስ ሕ ስማዕልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ከወዳድር ይደልይ
ትምህርቲ ደረጃ
Law ብዲፕሎማ / ብድግሪ
ተደላይይ ክእለት
Law ብዲፕሎማ /ብድግሪ
ልምዲ ስራሕ
Law ብዲፕሎማ 9 ዓመት
ብድግሪ 3 ዓመት ቀጥታ ርክብ ዘለዎ
መተሓሳሰቢ
- ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 21/ 9/09 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
- መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤ/ምስ/ ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓትን ምም/ር ሓይሊ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 303
- ኣመልካቲ ኣድላይ ትብልዎ መረደእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክተቅርቡ አለኩም
- አመልከቲ ስራሕ ልምዲ : ት/ቲ መረደእታ ካልእ ይጠቅመና ትብልዎ መረዳእታን ክተቅርቡ አለኩም
- COC ዝምልከተኩም /ክን ዝሐለፈሉÂ መረዳእታ ዘቅርብ
- አመልካቲስራሕልምዲ: /ትቲመረዳእታናይዲግሪን ዲፕሎማን ከቅርብ አለዎ :ዉፅኢት ተኮር ናይ 3ተ ሰሚስተር ምዝና ማእከላይ ዉፅኢት : ፅሬት ማሕደር ናይ ወረዳ ስቪል ሰርቪስ ቤት ፅሕፈት ማህተምን ፊርማን ዝዓረፎ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ዘይንቅበል ምካና ንሕብር
- ስለኪ ቁፅሪ 03 44 41 46 53/ 03 42 41 51 51 ፈ/ቁፅሪ 03 44 40 29 66 /03 44 40 37 10