ናይ ሕጊ ክኢላ ሰራሕተኛ

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን

ኤጀንሲ ምስ ሕ ስማዕልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ከወዳድር ይደልይ

ተወሳኺ ኣንብብ

ጉጅለ መተሓባበሪ ኣተኣኻኽባ እቶት ክትትልን

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም

ብኤ/ኤም ኤ ዲግሪ

ብኣካውንቲንግ ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፐፕሊክ ፋይናንስ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ

6ዓመት ንብኤ/4ዓመት ንኤም

ተወሳኺ ኣንብብ

ዓቓቢ ሕጊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ
በዓል መዚ ልምዓት ኣባይቲ ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሊ ዝተሓበረ መሰረት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ተደላይ ክእለት LLB ብሕጊ ዝተመረቀ ን1ይ ዲግሪ 2+ ዓመት ንማስተር 0 ዓመት ቀጥታ ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልመዲ
ተወሳኺ ኣንብብ