ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ

መብርሂ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

BSc :Â MSc

ተደላይይ ክእለት

ብኣሕምልትን ፍረምረን Horticulture BSc ተመረቀት ንደቂ ተባዕትዩ 3.0 ልዕሊኡን ንደቂ ኣንስተዩ 2.75 ልዕሊኡን ኮይኑÂ

MSc GPA 3 ልዕሊኡንÂ

ልምዲ ስራሕ

 ዐ ዓመት  ስራሕ ልምድ BSc

MSc GPA 3 ልዕሊኡን ኮይኑ ኣብ ምርምር 2ተ ዓመት ልዕሊኡን ዝሰርሐትÂ

መተሓሳሰቢ

  • ንኩሎም ስራሕ መደባት እንተተረኪቡ ቅድሚ BSc ይምረፅ :: ናይ BSc ናይ MSc  ሙያ ት/ቲ ሐደ ዓይነት ክከዉን አለዎ ናይ BSc ድማ 3.00 ልዕሊኡን ክከዉን ይግባእ::  ናይ MScመሃያ ናይ ምርምር ስኬል መሰረት ዝከዉን
  • መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ኣግባብ ዘለዎ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ንከቅርቡ ነተሐሳስብ
  • ምዝገባ ቦታ : ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 16
  • ምዝገባ ዕለት : ካብ 7/9 /2009 ዓም ክሳብ 11 /9 /2009 ዓም
  • ፈተነ ዝወሃበሉ ዕለት: Â ብምልክታ ክግልፅ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344407901 ምሕታት ይከኣል
  • ናይ ስራሕ ቦታ : Â ኣብ ዝተመደበሉ ቦታÂ