ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ጀማሪ ተመራማሪ ኣሕምልትን ፍርማረን Horticulture |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰንበት ጉንበት 6, 2009 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 11, 2009 |
ቦታ | ኣብ ዝተመደበሉ ቦታ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 2 |
መብርሂ | ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም |
ትምህርቲ ደረጃ | BSc :Â MSc |
ተደላይይ ክእለት | ብኣሕምልትን ፍረምረን Horticulture BSc ተመረቀት ንደቂ ተባዕትዩ 3.0 ልዕሊኡን ንደቂ ኣንስተዩ 2.75 ልዕሊኡን ኮይኑ MSc GPA 3 ልዕሊኡን |
ልምዲ ስራሕ | Â ዐ ዓመት Â ስራሕ ልምድ BSc MSc GPA 3 ልዕሊኡን ኮይኑ ኣብ ምርምር 2ተ ዓመት ልዕሊኡን ዝሰርሐትÂ |
መተሓሳሰቢ |
|