ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ

መብርሂ

ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ 2009 ዓም ቀፂሎም ዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት ንደለይቲ ስራሕ አወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ዲግሪ (B-level)

Civic and ethical education civics

COC ምዝና ዝምልከት: ብዝተመረቀሉ ሞያ ክሳብ ብርኪ IV ደረጃ ብደረጃ ተመዚኑ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

ተደላይይ ክእለት

1ይ ዲግሪ (B-level)

ልምዲ ስራሕ

0

መተሓሳሰቢ

GPA: 2.75 ን ልዕሊኡን

መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ካብ ዕለት 29 /06 /2009 ዓም ክሳብ 05 /07/ 2009 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 19(HRM)

መመልከቲ መረጋገጺ ብቅዓት ሞያን ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 034 443 0125