ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ጀማሪ ኢንስትራከተር Civic |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ የካቲት 30, 2009 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 5, 2009 |
ቦታ | ዉቅሮ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ 2009 ዓም ቀፂሎም ዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት ንደለይቲ ስራሕ አወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | 1ይ ዲግሪ (B-level) Civic and ethical education civics COC ምዝና ዝምልከት: ብዝተመረቀሉ ሞያ ክሳብ ብርኪ IV ደረጃ ብደረጃ ተመዚኑ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል |
ተደላይይ ክእለት | 1ይ ዲግሪ (B-level) |
ልምዲ ስራሕ | 0 |
መተሓሳሰቢ | GPA: 2.75 ን ልዕሊኡን መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ካብ ዕለት 29 /06 /2009 ዓም ክሳብ 05 /07/ 2009 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 19(HRM) መመልከቲ መረጋገጺ ብቅዓት ሞያን ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ ንዝበለፀ ሓበሬታ 034 443 0125 |