ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ኪኢላ ዓቅሚ ምዕባይ ውዳበታት ማሕበረሰብ

ዓይነት ትምህርቲ

  • ሶሾሎጂ
  • ባዮሎጂ
  • ኮኦፖሬቲቬ
  • ኣካውንቲንንግ
  • ኢኮኖሚክስ

ተደላይይ ክእለት

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ 9+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልመዲ
  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ካልኣይ ዲግሪ (ማስተር) 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ በቲ ሙያ ዝሰርሐ ምስ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ክፋል ሕብረተሰብ ማላት ጎደና ሓደር፣ ሸይጠን ዝምሓደራ፣ ዘክታማት፣ ኣከላ ጉድኣት፣ ኣረጋውያን፣ ህፃናት ዝሰርሐ/ት
  • ተወሳኪ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
  • ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ
  • ንለውጢ ዝተልዓለ ዝኾነ

ትምህርቲ ደረጃ

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 07/05/2006 ዓ/ም ክሳበ 19/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 216 ንክትምዝገቡ/ባ ነተሓሳስብና ድሕሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቀ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ /ሲ.ኦ.ሲ/ መረጋገፂ ከቅርብ ዝኽእል ኦርጂናል ምስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ኣለዎ።