https://milkta.com/ti/jobs/display/159
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኪኢላ ዓቅሚ ምዕባይ ውዳበታት ማሕበረሰብ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 9, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 17, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ መመቑ 27-2-5
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ኪኢላ ዓቅሚ ምዕባይ ውዳበታት ማሕበረሰብ

ዓይነት ትምህርቲ

  • ሶሾሎጂ
  • ባዮሎጂ
  • ኮኦፖሬቲቬ
  • ኣካውንቲንንግ
  • ኢኮኖሚክስ

ተደላይይ ክእለት

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ 9+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልመዲ
  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ካልኣይ ዲግሪ (ማስተር) 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ በቲ ሙያ ዝሰርሐ ምስ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ክፋል ሕብረተሰብ ማላት ጎደና ሓደር፣ ሸይጠን ዝምሓደራ፣ ዘክታማት፣ ኣከላ ጉድኣት፣ ኣረጋውያን፣ ህፃናት ዝሰርሐ/ት
  • ተወሳኪ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
  • ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ
  • ንለውጢ ዝተልዓለ ዝኾነ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 07/05/2006 ዓ/ም ክሳበ 19/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 216 ንክትምዝገቡ/ባ ነተሓሳስብና ድሕሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቀ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ /ሲ.ኦ.ሲ/ መረጋገፂ ከቅርብ ዝኽእል ኦርጂናል ምስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ኣለዎ።

 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle