ማሕበር መናእስይ ትግራይ

መብርሂ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብአከዉንቲንግ ዲግሪ /ዲፕሎማ ዝተመረቀ

Â

ተደላይይ ክእለት

ፒችትሪ ክእለት ዘለዎ

ልምዲ ስራሕ

ብአከዉንቲንግ ዲግሪ ዝተመረቀ 0 ዓመት

ዲፕሎማ 3 ዓመትን ልዕሊሱን ልምዲ ዘለዎ

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ሲቪ ካልኦት አድለይቲ መረዳእታታት አተሒዞም ካብ ዕልት 09 /03 /2009 -16/ 03 /2009 5 ተ መዓልቲ ዘለዎ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ዋና ቤት ፀሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቀበሌ 13 ጥቃ ቢዝነስ ኮሌጅ ዝነበረ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914003570