| ማሕበር መናእስይ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሕዳር 16, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብአከዉንቲንግ ዲግሪ /ዲፕሎማ ዝተመረቀ Â |
| ተደላይይ ክእለት | ፒችትሪ ክእለት ዘለዎ |
| ልምዲ ስራሕ | ብአከዉንቲንግ ዲግሪ ዝተመረቀ 0 ዓመት ዲፕሎማ 3 ዓመትን ልዕሊሱን ልምዲ ዘለዎ |
| መተሓሳሰቢ | ተወዳደርቲ ሲቪ ካልኦት አድለይቲ መረዳእታታት አተሒዞም ካብ ዕልት 09 /03 /2009 -16/ 03 /2009 5 ተ መዓልቲ ዘለዎ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ዋና ቤት ፀሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቀበሌ 13 ጥቃ ቢዝነስ ኮሌጅ ዝነበረ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914003570 |