አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

መብርሂ

ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ አክስዮን ማሕበር አብ ጨንፈራት መቀለ :አክሱም :ኣላማጣ :ሑመራን: ዓ /ጉደምን ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን አተሓሕዛ ሒሳብ :ባንክን ፋይናንስን :ማናጅመንት

ተደላይይ ክእለት

ኣብ ማይክሮ ፋይናንስን ዕቃርን ተዛመድቲ ዝሰረሐ

ልምዲ ስራሕ

6 ዓመትን ልዕሊኡን እንተነኣሰ 2 ዓመት ብ ማ/ፈይናንስ ብሓላፍነት ዝሰረሐ

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ዕለት ካብ 03 /10/ 2016 አፈ 12/ 10/ 2016 ኣፈ

ምዝገባ ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈተ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪን ኣብተን ቁፃር ዝተደለየለን ጨንፈራትን

ናይ ስልክን ትራንስፖርትን ካልኦትን ጥቅማጥቅሚ ምህላዉ ንሕብር