| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጨንፈር ስራሕ መካይዲ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ መስከረም 23, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጥቅምቲ 2, 2009 |
| ቦታ | መቀለ :አክሱም :ኣላማጣ :ሑመራን: ዓ /ጉደምን |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 5 |
| መብርሂ | ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ አክስዮን ማሕበር አብ ጨንፈራት መቀለ :አክሱም :ኣላማጣ :ሑመራን: ዓ /ጉደምን ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን አተሓሕዛ ሒሳብ :ባንክን ፋይናንስን :ማናጅመንት |
| ተደላይይ ክእለት | ኣብ ማይክሮ ፋይናንስን ዕቃርን ተዛመድቲ ዝሰረሐ |
| ልምዲ ስራሕ | 6 ዓመትን ልዕሊኡን እንተነኣሰ 2 ዓመት ብ ማ/ፈይናንስ ብሓላፍነት ዝሰረሐ |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ዕለት ካብ 03 /10/ 2016 አፈ 12/ 10/ 2016 ኣፈ ምዝገባ ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈተ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪን ኣብተን ቁፃር ዝተደለየለን ጨንፈራትን ናይ ስልክን ትራንስፖርትን ካልኦትን ጥቅማጥቅሚ ምህላዉ ንሕብር |