መብርሂ
ትግራይ ኩ/ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ አወደደሩ ክቆፅር ይደሊ
ትምህርቲ ደረጃ
ዲግሪÂ
ተደላይይ ክእለት
ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ : መካኒካል ኢንጅንሪንግ :Â ማናጅመንት : ኮኦፕረቲቭ ማናጅመንት ተመሳሳሊ ትምህርቲ ዘለዎ
ልምዲ ስራሕ
6Â ዓመት ዘለዎ ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ Â Â
መተሓሳሰቢ
- 250 ትራንስፖርት አለዎ
- መመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ምቅራብ
- ካብ ዕለት 06/11/08 – 11/11/08 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናደሓበርና
- መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ
- ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410869 ወይ 0344410830 ምሕታት ይከኣል