https://milkta.com/ti/jobs/display/1278
ፌዴሬሽን ኩሉመዳያዊ ዕደጋ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማ
መፀውዒ መደብ ላጪ ፀባ ልምዓት መታሓባበሪ
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 8, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ ሓምለ 11, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ትግራይ ኩ/ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ አወደደሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪÂ

ተደላይይ ክእለት

ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ : መካኒካል ኢንጅንሪንግ :Â ማናጅመንት : ኮኦፕረቲቭ ማናጅመንት ተመሳሳሊ ትምህርቲ ዘለዎ

ልምዲ ስራሕ

6Â ዓመት ዘለዎ ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ Â Â

መተሓሳሰቢ
  • 250 ትራንስፖርት አለዎ
  • መመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ምቅራብ
  • ካብ ዕለት 06/11/08 – 11/11/08 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናደሓበርና
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ
  • ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410869 ወይ 0344410830 ምሕታት ይከኣል
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle