| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሰነ 20, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 27 -6- 2 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | መደብ ብዝሓቶ መስመር መያ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀት ወይ ብብርኪ III 2 ዓመት ብብርኪ IV 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| ተደላይይ ክእለት | መደብ ብዝሓቶ መስመር መያ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀት ወይ ብብርኪ III 2 ዓመት ብብርኪ IV 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| ልምዲ ስራሕ | ብብርኪ III 2 ዓመት ብብርኪ IV 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 20 /10 /2008 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 261 ካብ ታሕሳስ 2000 ዓም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደአ ናይ ሞያ ብቅዓት ሲኦሲ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጀናልን ፎቶኮፐንÂ ከቅርብ ዝክእል |