ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ ዋ

ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ ዋ

ልምዲ ስራሕ

3ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 20 /10 /2008 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 261

ካብ ታሕሳስ 2000 ዓም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደአ ናይ ሞያ ብቅዓት ሲኦሲ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጀናልን ፎቶኮፐንÂ ከቅርብ ዝክእል