https://milkta.com/ti/jobs/display/1217
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ማእከላይ ኤክሰፐርት ሕጊ
ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 11, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 20, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 27 -4- 4
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ ዋ

ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ ዋ

ልምዲ ስራሕ

3ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 20 /10 /2008 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 261

ካብ ታሕሳስ 2000 ዓም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደአ ናይ ሞያ ብቅዓት ሲኦሲ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጀናልን ፎቶኮፐንÂ ከቅርብ ዝክእል

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2026 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle