ፕሮፌሽናል ጀነራል መካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

መብርሂ

ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒካስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቀፂሎም ብዝተዘርዘሩ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

  • ካብ ቴክኒክን ሞያን ብኣዉቶ ኤሌክትሪክÂ ዴረጃ III

ተደላይይ ክእለት

  • ካብ ቴክኒክን ሞያን ብኣዉቶ ኤሌክትሪክ ዝተመረቀ
  • ብቅዓት መረጋገፂ ፈተና (COC) ዝሐለፈ/ት

ልምዲ ስራሕ

በዚ ሞያ ናይ ሰለስተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

መተሓሳሰቢ

  • ናይ ስራሕ ቦታ ጣብያ ኢንዱስትሪ ሰላም ቆርቆሮ ፋብሪካ 50 ሜትሮ ዉርድ ኢልካ
  • መመዝገቢ ዕለት ካብ 27/07/2008 ዓ/ም ክሳብ 08/8/2008 ዓ/ም
  • ምዝገባ ብስራሕ ሰዓት
  • ደመዉዝ በቲ ድርጂት ዝወፀ ስኬል መሰረት
  • ንዝበለፀ መረዳእታ 0914727829 ይደዉሉ