https://milkta.com/ti/jobs/display/1052
ፕሮፌሽናል ጀነራል መካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
መፀውዒ መደብ ኣዉቶ ኤሌትርክ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 27, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 8, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒካስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቀፂሎም ብዝተዘርዘሩ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ
  • ካብ ቴክኒክን ሞያን ብኣዉቶ ኤሌክትሪክÂ ዴረጃ III
ተደላይይ ክእለት
  • ካብ ቴክኒክን ሞያን ብኣዉቶ ኤሌክትሪክ ዝተመረቀ
  • ብቅዓት መረጋገፂ ፈተና (COC) ዝሐለፈ/ት
ልምዲ ስራሕ

በዚ ሞያ ናይ ሰለስተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ስራሕ ቦታ ጣብያ ኢንዱስትሪ ሰላም ቆርቆሮ ፋብሪካ 50 ሜትሮ ዉርድ ኢልካ
  • መመዝገቢ ዕለት ካብ 27/07/2008 ዓ/ም ክሳብ 08/8/2008 ዓ/ም
  • ምዝገባ ብስራሕ ሰዓት
  • ደመዉዝ በቲ ድርጂት ዝወፀ ስኬል መሰረት
  • ንዝበለፀ መረዳእታ 0914727829 ይደዉሉ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle