ሽፌርን ተለኣኣክን

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዪ ትግራይ ዞባ መቐለ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲራ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ/ኣ ዝተረከበ ክትቆፅር ትደሊ፡፡

 
ተወሳኺ ኣንብብ

ፕሮጀክት መተሓባበሪት

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ተሳታፊነትን ተጠቃሚነትን ደቂ ኣንስተዩ ንምዕባይ ዝዓመመ ስራሕቲ ንምስራሕ ቀፂሉ ንዝተሐበረ ናይ ስራሕ መደብ ብኮንትራክት ቆፂሩ ከተስርሕ ትደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

ኪኢላ ምርባሕ ደርሁት

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ስራሕቲ ልምዓት ደርሆ ንምጅማር ኣብ ምንቅስቃስ እንርከብ ኮይና ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክትቆፅር ይደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

ኦፊስ ኣድሚኒስትሬተር (ኤግዚቲቭ)

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ንኻልኣይ  ግዘ  ዝወፀ  ናይ  ስራሕ  ምልክታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ  ቐፂሉ  ዘሎ ክፍቲ  መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት  ኣወዳዲሩ  ነቲ  ስራሕ ኣማሊኡ ዝተረኸበ ክትቆፅር  ትደሊ   በዚ  መሰረት  ክትቑፀራ/ ሩ  ትደልያ /ዩ  ደለይቲ  ስራሕ  ክተመልክታ /ቱ  ትዕድም::

ተወሳኺ ኣንብብ

ክኢላ ፋይናንስ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ቐፂሉ ንዝተዘረዘረ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ ክትቆፅር ትደሊ በዚ መሰረተ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ተደላይ ክእለት
ዲግሪ ሒሳብ አተሓሕዛ

ስራሕ ልምዲ
4 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ጨንፈር ስራሕ መካየዲ/ት

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ኣደዳየ ማክሮ ፋይናንስ ዝሰርሕ ሓደ መካየዲ/ት ስራሕ ካብ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ከነዛውር፣ ክነዕብን ካብ ደገ ክንቆፅርን ንደሊ። በዚ መሰረት ክትቁፀሩ ትደልዩ/ያ ደለይቲ ስራሕ ከተመልክቱ/ታ ንዕድም።

5 ዓመት

1ይ ዲግሪ ብማናጅመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ባንክን ፋይናንስን

ብኣተሓሕዛ ሒሳብ ብስራሕቲ ዕቋር ልቃሕን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ፋይናንስ ትካላት ዝሰርሐ/ት

ተወሳኺ ኣንብብ