ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ምልክታ ስራሕቲታት ብ ኢኮኖሚክስ ስራሕቲታት ኣብ መቐለ ኢኮኖሚክስ
ጉጅለ በመራሒ ትልምን ክትትልን ገምገማን
ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለመቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ካብ ደገ ብዝዉዉር ቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ኪኢላ ትልሚ ክትትልን ገምጋምን
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይኣብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ኣብ ዳይሬክቶሬት ትልሚ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
በዓል ሞያ ትምህርትን ስልጠናን ድጋፍን ክትትልን III
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ
በዓል ሞያ መረዳእታ IV
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ
Monitoring And Evaluation Officer
ማሕበር መናእስይ ትግራይማሕበር መናእሰይ ትግራይ USAID EEP project ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብmonitoring and evaluation  አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
Â
ኪኢላ ስታትስቲካዊ ሓበሬታን ፖሊስን መፅናዕትን
ቢሮ ትልምን ፋይናንስንቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም
ገንዘብን ንብረትን ደሓዚ-ት
ማሕበር ባህሊ ትግራይፆታ
- ኣይፈሊን
ብርኪ ትምህርትን ዓይነትን
ዲፕሎማን ሊዕሊኡን
- ብኣካውንቲንግ
- ብማናጅመንት
- ብባንኪንግን ፋይናንስን
ተዳላይይ ክእለትን ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ
- ብገንዘብን ንብረትን
- ብሒሳብ ሰራሕተኛነት
- ብዕደጋ ንብረትን ስራሕተኛ
- ብንብረት መዝጋቢ ሰነድ ተሓዚ/ት
ግልጋሎት ዘመን
- ዲፕሎማ 4 ዓመት
- ዲግሪ 2 ዓመት