ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ ብኩሎም ቋንቋታት ገፅ 1393
Trainee Applied Chemistry/ Industrial Chemistry
ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበርናይ ስልጠና ስራሕ ምልክታ
ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክልቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር በዞም ዝስዕቡ እናሰርሑ ዝስልጥኑ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ስለዝኾነ ድማ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ጀሚሩ ዕለት ኣብ ዘለው 10+ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ፐርሶኔል እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንዕድም።
ዓይነት ትምህርቲ
- BSc Degree in industrial engineering
Training Industrial Engineering
ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበርናይ ስልጠና ስራሕ ምልክታ
ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክልቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር በዞም ዝስዕቡ እናሰርሑ ዝስልጥኑ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ስለዝኾነ ድማ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ጀሚሩ ዕለት ኣብ ዘለው 10+ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ፐርሶኔል እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንዕድም።
ዓይነት ትምህርቲ
- BSc Degree in industrial engineering
ዋርድያ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስንቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ርክብ-ህዝቢ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መደብ ሮቓሒ ተማልኡ ንክትወዳዲሩ ቡዘይ ምልክታ ይዕድም።
ትምህርቲ ደረጃ
- 6ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ
- 5ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ
- 4ይ ክፍሉ ዘጠናቐቐ
ስራሕ ልመዲ
- 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ
- 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
- 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ኪኢላ ዓቅሚ ምዕባይ ውዳበታት ማሕበረሰብ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ኪኢላ ዓቅሚ ምዕባይ ውዳበታት ማሕበረሰብ
ዓይነት ትምህርቲ
- ሶሾሎጂ
- ባዮሎጂ
- ኮኦፖሬቲቬ
- ኣካውንቲንንግ
- ኢኮኖሚክስ
ተደላይይ ክእለት
- መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ 9+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልመዲ
- መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ካልኣይ ዲግሪ (ማስተር) 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ በቲ ሙያ ዝሰርሐ ምስ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ክፋል ሕብረተሰብ ማላት ጎደና ሓደር፣ ሸይጠን ዝምሓደራ፣ ዘክታማት፣ ኣከላ ጉድኣት፣ ኣረጋውያን፣ ህፃናት ዝሰርሐ/ት
- ተወሳኪ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
- ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ
- ንለውጢ ዝተልዓለ ዝኾነ
በዓል ሞያ ካሜራ ማን
ቢሮ ትልምን ፋይናንስንተደላይይ ኽእለት
ትምህርቲ ደረጃ
- ብስርቲፊኬት (10+2)
- ብዲፕሎማ
- ላዕለዋይ ዲፕሎማ
ስራሕ ልምዲ
- 9 ዓመት ስ/ልመዲ
- 7 ዓመት ስ/ልመዲ
- 5 ዓመት ስ/ልመዲ
ስፖርት መምህርቲ
ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋልኢንቨንትሪ ኮንትሮል
ፕሮፌሽናል ጀነራል መካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበርመተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ
ማሕበር መናእስይ ትግራይናይ ፕሮጀክት ኣርእስቲ MULU Marsh Project
ናይ ስራሕ ርእሲ መተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዘለዎም ዝግባእ
ደረጃ ትምህርቲ
-
ንመተሓባበሪ DIC nursing, public health
ስራሕ ልመዲ ንዲግሪ 2 ዓመት ንዲፕሎማ 4 ዓመት ዘለዎ/ዋ
- ናይ ጥዕና ሰራሕተኛ nursing and public health
ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 0 ዓመት ንዲፕሎማ 2 ዓመት
ኣብ ምትከላት እምነታት ነፃ ድልየት ዓርሲ ተበግሶን ናይ ተግባራዊነት ከምኡውን ኣብ ውዳበን እምነተት ዘለዎ/ዋ
ፋይናንስ ምምዳር
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይንስራሕ ደለይቲ ዝወፁ ናይ ቁፃር ምልክታ
ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ብተመሳሳሊ ክዛወርን ስለዝደሊ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።
ተደላይ ክእለት
በኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፖሬቲቨ ኣካውንቲንግ ወይም ብተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ
ድግሪ ሙያ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ስራሕ ልምዲ
ብናይ ፋይናንስን ምም/ር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ መንግስታዊ ፋይናንስ ምም/ር ዝፈልጥን ናይ መንግስቲ ዕዳጋ ፍልጠት ዘለዎ ብስነ-ምግባር ምስጉን ዘኮነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ