Latest Jobs in Tigray ብኩሎም ቋንቋታት Page 1393
Trainee Applied Chemistry/ Industrial Chemistry
Maichew Particleboard Manufacturing PLCናይ ስልጠና ስራሕ ምልክታ
ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክልቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር በዞም ዝስዕቡ እናሰርሑ ዝስልጥኑ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ስለዝኾነ ድማ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ጀሚሩ ዕለት ኣብ ዘለው 10+ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ፐርሶኔል እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንዕድም።
ዓይነት ትምህርቲ
- BSc Degree in industrial engineering
Training Industrial Engineering
Maichew Particleboard Manufacturing PLCናይ ስልጠና ስራሕ ምልክታ
ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክልቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር በዞም ዝስዕቡ እናሰርሑ ዝስልጥኑ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ስለዝኾነ ድማ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ጀሚሩ ዕለት ኣብ ዘለው 10+ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ፐርሶኔል እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንዕድም።
ዓይነት ትምህርቲ
- BSc Degree in industrial engineering
ዋርድያ
Tigray Plan and Economic Development Bureauቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ርክብ-ህዝቢ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መደብ ሮቓሒ ተማልኡ ንክትወዳዲሩ ቡዘይ ምልክታ ይዕድም።
ትምህርቲ ደረጃ
- 6ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ
- 5ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ
- 4ይ ክፍሉ ዘጠናቐቐ
ስራሕ ልመዲ
- 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ
- 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
- 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ኪኢላ ዓቅሚ ምዕባይ ውዳበታት ማሕበረሰብ
Tigray Labor and Social Affairs Bureauቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ኪኢላ ዓቅሚ ምዕባይ ውዳበታት ማሕበረሰብ
ዓይነት ትምህርቲ
- ሶሾሎጂ
- ባዮሎጂ
- ኮኦፖሬቲቬ
- ኣካውንቲንንግ
- ኢኮኖሚክስ
ተደላይይ ክእለት
- መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ 9+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልመዲ
- መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ካልኣይ ዲግሪ (ማስተር) 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ በቲ ሙያ ዝሰርሐ ምስ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ክፋል ሕብረተሰብ ማላት ጎደና ሓደር፣ ሸይጠን ዝምሓደራ፣ ዘክታማት፣ ኣከላ ጉድኣት፣ ኣረጋውያን፣ ህፃናት ዝሰርሐ/ት
- ተወሳኪ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
- ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ
- ንለውጢ ዝተልዓለ ዝኾነ
በዓል ሞያ ካሜራ ማን
Tigray Plan and Economic Development Bureauተደላይይ ኽእለት
ትምህርቲ ደረጃ
- ብስርቲፊኬት (10+2)
- ብዲፕሎማ
- ላዕለዋይ ዲፕሎማ
ስራሕ ልምዲ
- 9 ዓመት ስ/ልመዲ
- 7 ዓመት ስ/ልመዲ
- 5 ዓመት ስ/ልመዲ
ስፖርት መምህርቲ
Merciful Parades Academyኢንቨንትሪ ኮንትሮል
Professional General Mechanics PLCመተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ
Tigray Youth Associationናይ ፕሮጀክት ኣርእስቲ MULU Marsh Project
ናይ ስራሕ ርእሲ መተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዘለዎም ዝግባእ
ደረጃ ትምህርቲ
-
ንመተሓባበሪ DIC nursing, public health
ስራሕ ልመዲ ንዲግሪ 2 ዓመት ንዲፕሎማ 4 ዓመት ዘለዎ/ዋ
- ናይ ጥዕና ሰራሕተኛ nursing and public health
ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 0 ዓመት ንዲፕሎማ 2 ዓመት
ኣብ ምትከላት እምነታት ነፃ ድልየት ዓርሲ ተበግሶን ናይ ተግባራዊነት ከምኡውን ኣብ ውዳበን እምነተት ዘለዎ/ዋ
ፋይናንስ ምምዳር
Tigray Presidency Officeንስራሕ ደለይቲ ዝወፁ ናይ ቁፃር ምልክታ
ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ብተመሳሳሊ ክዛወርን ስለዝደሊ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።
ተደላይ ክእለት
በኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፖሬቲቨ ኣካውንቲንግ ወይም ብተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ
ድግሪ ሙያ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ስራሕ ልምዲ
ብናይ ፋይናንስን ምም/ር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ መንግስታዊ ፋይናንስ ምም/ር ዝፈልጥን ናይ መንግስቲ ዕዳጋ ፍልጠት ዘለዎ ብስነ-ምግባር ምስጉን ዘኮነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ