ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ
                           ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ትካልና ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሃ /ዝተ /ዉል /ማሕበር ብዝለዎ ናይ ክፍቲ ስራሕ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዘድሊ :         ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዲግሪ          ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ትራንስ ኢትዮጽያ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
                     ክፍት የስራ ቦታ ማሰታወያ ትራንስ ኢትዩßያ ከዚህ በታች የተጠቀሰዉ ክፍት የስራ መደብ ሰራተኞች አወዳድሮ በኮንተራት መቅጠር ይፈልጋል::  የት /ደረጀና የሞያ መስክ           ኮሌጅ ዲፕሎማ አካዉንቲንግ የስራ ልምድ          በሙያዉ 2 ዓመት የሰራ የቅጥር ሁኔታ       ኮንትራት ለ 3ተ ወር ልዩ ስልጠና             2 ወር አካዉንቲንግ 
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ
                         ምልክታ  ንደለይቲ ስራሕ     ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ  ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ  ወልቃይትን ፀጌዴን አብ ዝሰርሑ ገፀር መንገዲታት   ነቲ ስራሕ ዝቆፃፀሩ ሰራሕተኛታት   አወዳዲሩ ክቕፅር  ይደሊ በዚ መሰረት እዞም  ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ  ረቆሓታት ዝተማልኡ  ተወዳደረቲ  ኦርጅናል ምስዘይምለስ ኮፒ ዶክመንትኩም ሒዝኩም  ብምቅራብ ኣብ ቤት ፅ/ትቢ.ኤች.ዲኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ   እናቀረብኩም  ንክትምዝገቡ ነፍልጥ:: ት /ደረጃ                    ዲግሪ /ዲፕሎማ
ተወሳኺ ኣንብብ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/
ናይ ስራሕ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ህወሐት ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቆሓ እተማልኡ ተወዳደረቲ አባል ዉድብ ወይ ድማ ደጋፊ ዝኾንኩም ክትምዝገቡ ንዕድም::   ደረጃ ት/ቲ      ብድግሪ ብአካዉንቲንግ ዕድመ            -    18-35 ፆታ         -        አይፈልን ስራሕ ልምዲ     -  ንልዕሊ 2ተ ዓመት በቲ ስራሕ ዝሰርሐ ዝሰርሐት
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ
ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ  መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ:: ስ /መደብ                አሰልጣኒ ተደላይ ክእለት               ብኣክዉቲንግ ማርኬቲንግ ፐርቸዚንግ ደረጃ 4ተ /ደረጃ 3ተ/ ዝወደአ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ :        ኣካዉንቲንግ ተደላይ ክእለት :            መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4 ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ -ቐዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት -ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ -ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ር/ምም/ር ክልል ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብቑፃር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ:: ተደላይ ክእለት ብኣካዉንቲንግ ዝትመረቀ/ት ቀዳማይ ድግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ካልኣይ ዲግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ
ን 3ይ ጊዜ ዝተቃለሐ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ተዘዋዋሪ ፈንድ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ/ ፀ ክፍቲ መደብ / ባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም:: ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት - ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ" ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ   ወይ ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ " ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ:: መብርሂ ፕሮቪደንት ፈንድ ካብ ቖፃሪ
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱ
ሓላፍነቱ  ዝተወሰነ  ሕ/ስ/ማሕበር  ሸማቶ  ሰራሕተኛታት   ዩኒቨርስቲ  መቐለ  ካብዚ  ንታሕቲ  ንዘተዘርዘሩ  ክፍቲ  ናይ ስራሕ  ቦታታት  ረቆሓ  ዘማልኡ  ኣመልከቲ  ክቆፅር  ይደሊ:: ደረጃ ትምህርቲ       ዲፕሎማ 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 1 (ሓደ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ          
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱ
ሓላፍነቱ  ዝተወሰነ  ሕ/ስ/ማሕበር  ሸማቶ  ሰራሕተኛታት   ዩኒቨርስቲ  መቐለ  ካብዚ  ንታሕቲ  ንዘተዘርዘሩ  ክፍቲ  ናይ ስራሕ  ቦታታት  ረቆሓ  ዘማልኡ  ኣመልከቲ  ክቆፅር  ይደሊ:: ደረጃ ትምህርቲ 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ Accounting (ናይ ኮምፒተር ስልጠና ዝወሰደ ይመረፅ )      
ተወሳኺ ኣንብብ