ኣካዉንታንት

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ
መብርሂ

3 ጊዜ ዝተቃለሐ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ተዘዋዋሪ ፈንድ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ/ ፀ ክፍቲ መደብ / ባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት - ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ" ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ

 

ወይ

ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ " ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ::

መብርሂ

ፕሮቪደንት ፈንድ

  • ካብ ቖፃሪ 11 %

  • ካብ ቖፃሪ 7 %

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • መመዝገቢ ዕለት ካብ 19/12/2006 ዓ/ም - 23/12/2006 ዓ/ም

  • መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቐፅሪ 03

  • መመልከትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ ናይ ስራሕ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምላእ ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ

  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 27/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 9:00

  • እዋን ቁፃር ን ሐደ ዓመት ኮይኑ ከምኣድላይነቱ ዝሕደስ

Share this Post:
ድሕሪት