ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ትምህርቲ ደረጃ ብኣካውንቲንግ BA/ዲግሪ/ዝተመረቐ 8ዓመት ኣግባበ ዘለዎ ስራሕ ልመዲ /ማስተርስ/ ዝተመረቐ 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ሲንየር አካውንታንት ብብርኪ ዕብየት ብውሽጥን ደገን ዝ ውውር ወይ ደማ ብ ቑ ፃር ሰራሕተኛታጥ ኣውዳዲሩ ብሓይሊ ብሓይሊ ሰብ ክማልእ ስለዝደሊ ንተውዳደርቲ ምልክታዚ ያዕድም    ብኣካውንቲንግ ብቢዝነዝ ኢዱኬሽን ብባንክን ኢንሹራንስ ብኦኮረቭ አካውንቲግ ወይ ተመሳሳሊ ቀዳማይ ድግሪ 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዋ ወይ ድማ በቶም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ዓይነታ ት ትምህርቲ ማስተር (2ይ ዲግሪ) 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮምፒተር ክእለት ወሳኒ እዩ ::
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቼዚንግ ሳፕላይ ማናጅመንት ተደላይይ ክእለት መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቀ፣ 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ/ማስተርስ/ 5+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ