ኣዳዲስ ክፍት የስራ ማስታወቅያዎች በሁሉም ቋንቋዎች ገፅ 1396
ኪኢላ ክትትልን ገምጋምን
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብቋሚነት ክቅፃር ወይ ብዝውውር ከምድብ ስለዝደሊ ንውድድር ይዕድም።
ተዳላይ ክእለት
-
ብቑዕ ናይ ክትትልን ገምጋምን ክእለት ፍልጠትን ዘሎዎ ብስነ-ምግባሩ ምስጉን ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ ብኢኮኖሚክስ፣ ብሕርሻ ኢኮኖሚክስ ብስታስቲክስ፣ ሪጅናል ፕላኒንግ፣ ብሶስዮሎጂ፣ ብማናጅመንት፣ ብጂኦግራፊ፣ ኢዱኬሽናል ፕላኒንግ፣ ኣግሪካልቸራል ኤክስቴሽን፣ ኣርባን ፕላኒግ፣ ፖለቲካል ሳይንስ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን፣ እፅዋት ሳይንስ፣ ልምዓት ዘራእቲ ካልኢት ዲቨሎፕመንት ስታዲስ
-
ቀዳማይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ
-
ካልኣይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ኮይኑ
Casher
ኮሌጅ ቴክኖሎጂ ማይ ኦፕንኪኢላ ንብረት ምም/ር
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።
- ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 1ይ ዲግሪ ናይ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
ወይም
- ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 2ይ ዲግሪ ናይ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
- ናይ ኮምፒተር ክእለት ሰርቲፊኬት ዘለዎ
መራሒ ቦጥ-ማይ መኪና
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።
4ይ ክፍሊን ልዕሊኡን ብርኪ ትምህርቲ ዝወደኣ/አት ናይ 4ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድን ናይ 2+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
ወናኒ ደ/ከ/ሰ/ውሽጢ ኦዲተር
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።
- ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 1ይ /ባችለር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 10 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ
ወይም
- ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 2ይ /ማስተር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 8 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ
- ናይ ዝተገለፀ ልምዲ ስራሕ ፍርቂ ወይም 50% ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት
- ናይ ስነ-ምግባር ፀገም ዘይብሉ/ላ/ ከቕርብ ዝክእል
ኣይቲ መምህር
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
ደረጃ ትምህርቲ
2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ዋ
ManGMENT INFORMATION SYSTEM
INFORMATION SYSTEM
SOFTWARE ENGINEERING
COMPUTER SCIENCE
ስራሕ ልምዲ
ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ
ናይ ስራሕ ቦታ
ዋና ካምፓስ መቐለ
ላይብረሪያን
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
ደረጃ ትምህርቲ
ብላይብረሪ ሳይንስ ወይ ኣ.ይ.ቲ ዲፕሎማ ዝተመረቐ
ስራሕ ልምዲ
2 ዓመት ብላይብረሪ ዝሰርሐ
ብስኬል መሰረት
01
ናይ ስራሕ ቦታ
ዋና ካምፓስ መቐለ
ላብ ኣቴንዳንት
ደረጃ ትምህርቲ
ብኣ.ይ.ቲ 10+2 ዘለዎ/ዋ
ስራሕ ልምዲ
ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ
ናይ ስራሕ ቦታ
ዋና ካምፓስ መቐለ
በፍልሰት እና ልማት/Migration And Development /2ኛ እና 3ኛ ዲግሪ ያለው/ያላት
ዩንቨርስቲ መቐለመቐለ ዩኒቨርስቲ ከዚህ በታች የተገለፀው ክፍት የስራ መደብ አመልካቾች አወዳድሮ ለስነህዝብ ጥናት ተቋም መቅጠር ይፈልጋል ፡፡
ደረጃ
ሌክቸረር እና ከዚያ በላይ
|
በስነ-ህዝብና ልማት ጥናት /Population Development /2ኛ እና 3ኛ ዲግሪ ያለው /ያላት
ዩንቨርስቲ መቐለመቐለ ዩኒቨርስቲ ከዚህ በታች የተገለፀው ክፍት የስራ መደብ አመልካቾች አወዳድሮ ለስነህዝብ ጥናት ተቋም መቅጠር ይፈልጋል ፡፡
ደረጃ
ሌክቸረር እና ከዚያ በላይ
|
በዲሞግራፊ /Demography/2ኛ እና 3ኛ ዲግሪ ያለው/ያላት
ዩንቨርስቲ መቐለመቐለ ዩኒቨርስቲ ከዚህ በታች የተገለፀው ክፍት የስራ መደብ አመልካቾች አወዳድሮ ለስነህዝብ ጥናት ተቋም መቅጠር ይፈልጋል ፡፡
ደረጃ
ሌክቸረር እና ከዚያ በላይ
|