ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ

መግለጫ

ኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።

 

ደረጃ ትምህርቲ

ብላይብረሪ ሳይንስ ወይ ኣ.ይ.ቲ ዲፕሎማ ዝተመረቐ


 

ስራሕ ልምዲ

2 ዓመት ብላይብረሪ ዝሰርሐ


 

ብስኬል መሰረት

01


 

ናይ ስራሕ ቦታ

ዋና ካምፓስ መቐለ


 


 


 

ላብ ኣቴንዳንት


 

ደረጃ ትምህርቲ

ብኣ.ይ.ቲ 10+2 ዘለዎ/ዋ

ስራሕ ልምዲ

ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ

ናይ ስራሕ ቦታ

ዋና ካምፓስ መቐለ

የትምህርት ደረጃ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

How to apply


 

ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኹምንስራሕ ልምድኹምነ ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብመሓዝ ኣብ መቐለ ዋና ካምፓስ ኒውሚልኒየም ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ፐርሶኔል ግልጋሎት ካብ 29/05/2006 ዓ/ም ክሳብ 05/06/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኹም ከትመዝገቡ ትኸሉ ምዃንኩም ነተሓሳስብ።