ኣዳዲስ ክፍት የስራ ማስታወቅያዎች በሁሉም ቋንቋዎች ገፅ 1406
መተሓባበሪ ጉጅለ እቶትን መፅናዕቲ ዕዳጋን
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለው ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሓ ዘማልኡ/ኣ ሰራሐተኛታት ክቆፅር ይደሊ
ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲ ኢኮሚክስ፤ ኣካውንቲንግ፤ ቢዝነስ ማናጅመንት፤ ቢዝነስ ኣዲሚኒስትሬሽን፤ ማርኬቲን ማናጅመንት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና -ቀዳማይ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብዶክትሬት ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብናይ ምትሕብባር ስራሕቲ ወይ ብመፅናዕቲ ስራሕ ዕደጋ ተመሳሳልትን ዝሰርሐ/ት በዝሒ 01 መሃያ 4743 ስራሕ ብርኪ XV ስራሕ መ/መ/ቁ 26-5-7 |
ሽፈር III
ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለትካልና ኤ.ቴ.መ ስኳር ኣገዳ ማይክሮፓጌሽን ፕሮጀክት ካብዚ ሲዓቡ ቀሪኑ ንዘሎ ክፈቲ ስራሕ መደብ ኣመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ።
ተደላይ ትምህርቲ
10ይ ክፍሊ ዝወደኣ ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት 8ይ ክፍሊ ዝወደኣ ስራሕ ልምዲ 6 ዓመት መንጃ ፍቃድ 4ይን 5ይን መንጃ ፍቃድ ህዝቢ 2
|
ጀነራል ሰርቪስ ክፍሊ ሓላፊ
ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለትካልና ኤ.ቴ.መ ስኳር ኣገዳ ማይክሮፓጌሽን ፕሮጀክት ካብዚ ሲዓቡ ቀሪኑ ንዘሎ ክፈቲ ስራሕ መደብ ኣመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ።
ተደላይ ትምህርቲ
ቀዳማይ ዲግሪ ብማናጅመንት ወይ ተመሳሳሊ ፊልድ ኣብ ትራንስፖርት ኦፊስ ኣደሚንስትርሽን ዝሰርሐ ይምረፅ
|
Cash Aid
ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮምያvacancy announcement external/internal
cooperative Bank of Oromia (S.C) wishes to invite competent applicants for the following vacant posts.
Qualification /Experience: 10+2 in any business field
Required numbers: 1
Salary: as per salary scale of the bank
Date and place of exam: will be announced on the notice board of Mekelle Branch